ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ናይ ሰራሕታት ባጅ | ብዝቀረበ ዝርዝር ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ / ሙሉእ ስምን ሓላፈነትን ኣድራሻን ኩሉ ዘማለአ/ | ቁፅሪ | 10 | |||
2 | ክቢ ማህተም | ብዝቀረበ ዝርዝር ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ | 01 | ||||
3 | ቲተር | ብዝቀረበ ዝርዝር ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ | 05 |
1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱ ድማ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከተሓሕዝ ዝክእል
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 1/5/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 3/5/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 3/5/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ተዓሽጉ ዕለት 6/5/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት
3 ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፌርማ ማሀተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎ
4 ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 02 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊ አታዊ ክገብር አለዎ