ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ኣጠቓቕማ ከተማ መሬትን ክላስተር ከተማ ዓብይ ዓዲ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ኣጠቓቅማ ከተማ መሬትን ክላስተር ከተማ ዓቢይ ዓዲ (ተንቤን) ዝተዘጋጀዉ ንመንበሪ ዝተዳለወ 101 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ከተሓላልፍ ይደሊ።

ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ዝዕፀወሉ ዕለት ታሕሳስ 11 , 2016 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ስዓት 9:00