ሱር ኮንስትራክሽን ኋ/የተ/የግ/ማህበር

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ፍቃድ መቅረባይነት ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 14 ጥቅምቲ 2016 ዓም ክሳብ 2 ሕደር 2016 ዓም ጀሚሩ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ብምቅራብ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብቲ ጨረታ ክተሳተፉ ትክእሉ ምካነኩም እናገለፅና

2 እቲ ጨረታ 3 ሕዳር 2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በተመሳሳሎ መዓልቲ ማለት እዉን 3ሕዳር 2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይድም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት