የዓብይ ዓዲ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ዋንኡ ምስ ሓደ ኮፒ ከቅረብ ዝክእል
  2. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተመ ፊርማን ክህልዎ አለዎ
  3. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ኮይኖም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ኣታዊ ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
  4. ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩመን ዘሐደስኩምን
  5. ናይግብሪ ከፋላይ መለለዩ ካርድ ዘለኩም
  6. ንሓደ ዶክመንት ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስንÂ ከተማ ዓ/ዓዲÂ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ 9 ብምግዛአ ክጫረቱ ይክእሉ
  7. እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣታሒዙ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22 /06 /2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07 /07/ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም
  8. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 07 /07/ 2008 ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ /ዓዲ
  9. እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ
  10. እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ይክፈት በቲÂ ዝተብሃለ ቦታን እዋንን እንድሕር ዘይተረከቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ይከዉን
  11. ንጨረታ መክበሪ ብር 5000 ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  12. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ 0344460058 /0344460173 ብምድዋል ይሕተቱ

አድራሻ ፊት ለፊት ንግዲ ባንክ ኢትዮዽያ