መቐለ ደም ባንክ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም

2 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 23/2/2013 ዓም  ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/02/2013 ዓም ቅድሚ ሰዓት 400 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/2/2013 ዓም 430 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342409922