ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ቤተ ክርስትያን

1 ናይ 2011ዓ/ም ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ምካኖም መረጋገፂ ከቅርቡ ዝከአሉ

2 ናይ መቕረባይ ሰርትፊኬት ከቕርቡ ዝኽአሉ

3 ንጨረታ መኸበሪ ብር ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 5000.00 ከትሕዙ ኣለዎም

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ገዚኦም ክወስዱ ኣለዎም

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

7 እተቅርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከቕርቡ ኣለዎም

መተሓሳሰቢ ካቴድራል ቤተክርስትያኑ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ዓዲ ሓቂ ጥቃ ሓወልቲ ሰማዕታት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 40 62 51 / 09 14 76 88 99