ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 መፍለዩ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽዉን