በትግራይ ክልል ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/01/2013 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 4፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75