የላዕላይ ማይጨዉ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ግልፂ ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቀፅሪ ፖሊስ ጣብያ እዩ

2 ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይከዉን

3 ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ ሽዑ ንሽዑ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ተረኪቡ ኣታዊ ብምግባር ኣብ 1 መዓልቲ ዉሽጢ ጠቅሊሉ ዝሰዓሮ ንብረት ከልዕል ዝክእል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 75 14 84