ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን እታ መኪና ከላዉዶ ዝገበረት ምኻና መረዳእታ ከቕርብ ዝክእልን ናይ ኢንሽራንስ ሙሉእ ከለላ ዝኣተወ ምኻኑ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

2 ኪሎሜትር ብትክክል ዝሰርሕን ወናብር ሓደሽቲ ዝኮኑ ድማ ተመራፂ ይኸዉን

3 ብቅዓት መረጋገፂ ሰነድ ከቅርብ ዝክአል

4 ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከቡ ክፍለ ከተማታት ኣጎልግሎት ሰርቪስ ዝህብ ምኻኖምን ናይቲ ትካልና መምርሒ ዝቅበልን ዘተግብርን ክኮዉን ኣለዎ

5 ዉዕሊ ዝምልከት በቢ ወርሑ ዝሕደስ ኮይኑ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ይከዉን

6 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 10/11/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ክትወስዱ ትክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል መሊኢኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቕርቡ እትኽእሉ ምኻንኹም ክነሕብር ንፈቱ

8 ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 10/11/2012ዓ/ም ጀሚሩ 22/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት

9 ሰዓራይ እቲ ትካል ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልታት ኣጎልግሎት ሰርቪስ ምሃብ ክጅምር እዩ

10 ቤት ዕዮና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344410544/0344410546