የትግራይ ክልል መምህራን ማሕበር

1 ካብ ዕለት 02/10/2012 ክሳብ ዕለት 11/10/2012 ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ መዐደጊ 30 ብር ብምሓዝ ናብ ቤት ፅሕፈት መምህራን ማሕበር ክልል ትግራይ እና መፃኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትዕድጉ ትክእሉ