1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዘለኩም
3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዋናን ቅዳሕ መረዳእታ ዘቅርቡ
4 ተጫረቲ እቲ ሆስፒታል ብዘቀመጦ ዝርዝር ረቃሒ ዋና ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ካብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መደበር ፋርማሲ ምዉሳድ ትክእሉ ኢኩም
5 ቅድሚ ሳንዱቕ ጨረታ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ 10,000.00 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ማለት አዉን ስፒኦ ወይ ድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መአዘዚ ቼክ ከተትሕዙ እትክእሉ
6 ተጫረቲ ኣብ ትመልእዎ ዋጋ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ኣድራሻን ክዓርፎ ኣለዎ
7 ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
8 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምቅናሰ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እየ
9 እቲ ጨረታ 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘይ ምሕላዎም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
10 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 05 52 /09 43 70 29 07