1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቕመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተኣሸገ ኢንቮሎቭ ካብ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ክሳብ13/08/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡15 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 13/08/2012 ድሕሪ ሰዓት 10፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ኣብ ኣካዳሚ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ይክፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ