1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ለካቲት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ
2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርቡ
3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ዘለዎን ዘቅርብ
4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም
5 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ መረዳእታ ጨረታ ብዝተዓሸጉ ፖስታ አተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም
6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ብናይ ባልሎም መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርቡ
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 07/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 30 መዓልታት ይከዉን
9 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77