1 ብናይ ደረቕ ፅዕነት ትራንስፖርት ናይ 20111/2012 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ካርድ ቲን ቁፅሪ
3 ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ኩሎም ተጫረቲ ካብ 11/07/2012ዓ/ም ከሳብ 15/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
5 እቲ ጨረታ ዕለት 15/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣበቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት::
6 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤
7 እቲ ህንፀት ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ወርሒ ሰሪሑ ዘረክብ ዝክእል፤
8 ንህንፀት ዘቀርብ ማተሪያል ብትካልና ዝቀርብ በዓል ሞያ ዘረጋግፅ ይከውን፤
9 እዚ ጨረታ ትካልና እንተዘይተስማሚዑ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::