ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም
- ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል / specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን::
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታ እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ 50 ሓምሳ ብር ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላአ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 18 /04 /2008 ዓ/ም ክሳብ 02 /05/ 2008 ዓ/ምኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ ብሰምዒ ወይ ብዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃ እነ ዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል::
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 2 /05/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉአ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 1000/ ሐደ ሽሕ ብ CPO ወይ ብብር ከትሕዝ ዝክእል::
- ናይ 2007 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2008 ዓ/ም ንግዲፍቓድ ዘሐደሰነ
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲንካርድ / ዘለዎ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽነ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052