የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት ቴክኒክና ሙያ ትምህርትና ስልጠና ቢሮ

1 ናይ 2012ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/06/ 2012 ዓም ክሳብ 18/06 /2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዕለት 19/ 06/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447