1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት እዉን ዘለዎ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎ

2 ተመዝቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ፣ በቢ እዋኑ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 12/06/2012ክሳብ 26/06/2012ዓ/ም ተከታታሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን ይከዉን

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ 27/06/2012 ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72/03 46 64 02 09 /03 46 64 00 18