ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት መስ ፕሮፎርማ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ፐሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 03/06/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 9፡00 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2012ሰዓት 9፡30 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክዕርፈሉ ኣለዎ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22