⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ ክልተ ተኸታተልቲ ዓመታትን ዝኸውን ናይ ደገ ኦዲተር ክወዳደር ይዕድም።
* ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ 2018 ዓ.ም ግብሪ ዝኸፈሉ፣ ናይ ፌደራል ኦዲት ቤት ፅሕፈት ብቕዓት መረጋገፂን ናይ ተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ መረዳእታን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ አለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 16/02/2019 ዓ/ም እስከ 20/02/2019 ዓ/ም ብብር 500 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል።
* ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ዕለት 20/02/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይኸፈት።

ን3 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2' ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ መመዘኒ ረቃሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዎም::
2 ናይ 2018 ዓ/ም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ::
3 ናይ ጨረታ መግዚኢ ሰነድ ዋጋ ብር 500.00 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር)ከፊሉ ክወስድ ዝክእል
4 ናይ ፌደራል ኦዲት መስራቤት ብቕዓት መረጋገፂ ዘቅርብ::
5 ቅድሚሕዚ ኣብ ዓበይቲ ናይ ሲቪል ማሕበረሰብን ወይ ተመሳሳሊ ትካልን ዝስርሑሉ ስራሕ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::
6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 16/02/2019 ዓ/ም - 20/02/2019 ዓ/ም ይከውን:: ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 20/02/2019 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 20/02/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕዳዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ
8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ (እስፔስፊኬሽን) እናመፃኩምምውሳድ ትክእሉ::