⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተጫረቲ ናይ 2019 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ቫት ሴርቲፍኬት፣ ቲን ቁፅሪን ብሚኒስትሪ እቶት ዝተሓተመ ቅብሊትን ከቕርቡ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ዶክመንት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 ብ200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 13/02/2019 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 26/02/2019 ዓ.ም ክውሰድ ይክኣል።
* ተጫረቲ ናይ ጠቕላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ብሕጋዊ ሲፒኦ (CPO) ጥራሕ ከትሕዙ ኣለዎም።
* ጨረታ ብ26/02/2019 ዓ.ም ሰዓት 5፡00 ቅ.ወ ተዓፅዩ፣ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድ.ወ ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ይኸፈት።
ጨረታ ምልክታ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ጅኦ መምብሬን ፕላስቲክ (Geomembrane Plastic Sheet ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ ስለዚ ክትጫረቱ
እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።
1. ናይ 2019 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /200.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክውስዱ ይኽእሉ፡፡
2. ተጫረቲ ንግዲ ፍቓድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬት፣ ቲን ቁፅሪን፣ ንግዲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመት ከተቕርቡ ትክእሉ ሓዱሽ ቅብሊት ብሚኒስትሪ እቶት ፍቃድ ዝተሓተመ ዘለኩምን ፡
3. ተጫረቲ ካብ ዘቕረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
4. ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 13/02/2019 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 26/02/2019 ዓ.ም አዮ ፡፡ እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/02/2019 ዓ.ም ልክዕ ሰዓት / 5፡00 / ናይ ንጉሆ ይከዉን ፡ ስለዚ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ስዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ክገዝኡ ይኽእሉ፡፡
5. ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 26/02/2019 ዓ.ም ሰዓት 9፡00 አብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት፡፡ ከምኡዉን ዶክመንት እንድሕር ተማሊኡ ንከፍት ምካኑ ንሕብር ።
6. እቲ ዝተዉሃበ በዝሒ ግፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ ኣይፍቀድን እቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታ ሰነድ ቁቡል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ፡፡
7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ፊርማን ክህልዎ አለዎ ከምዐኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን፡፡
8. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል (Specifcation) ምስራዝ ኣይካኣልን።
9. እቲ መእዘዚ ሰነድ ድማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡
10. እቲ ድርጅት ዝሓሸ አማራን እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኾነ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡>