ዘ ዳውተርስ ቻሪቲይ
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ዓይነት ፍሉይ ጨረታ/ግልጋሎት፡ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ምግቢ ተንከፍ ኣቑሑት (Food Items) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
* መስፈርቲ ተወዳደርቲ፡ ኣብቲ ዘርፊ ሕጋውያን መቐረብቲ ዝኾኑን ካብ ብርሃንና ሰላም ማተምያ ዘሐተምዎ ሕጋዊ ቅብሊት ወይ Cash Register Machine ዘለዎምን ጥራሕ እዮም።
* መወከሲ ቦታን ሰነድ መውሰድን፡ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/10/2018 ኣ/ፈ ጀሚሩ ኣብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጥቓ ዓይኒ ሕክምና ቢሮ ቁፅሪ 12 ብኣካል ብምህራፍ ክውሰድ ይከኣል።
* መዓፅይን መበገስን ዕለት፡ እቲ ፕሮፎርማ ዝዓፀወሉ ዕለት 19/10/2026 ኣ/ፈ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ እንተኾን፣ ብዕለት 20/10/2026 ኣ/ፈ ሰዓት 9:00 (local time) ኣብቲ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ይኸፈት።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ፤ ጥዕናን ልምዓትን ካልኦት ማሕበራዊ ፀገማትን ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ክልልና ምስ ት/ቲ ቢሮ ብሓባር ብምኻን ፍርያት ሃገር ብዝኾነ ምግቢ ኣብ መዓልቲ ሓደ ግዜ ተምሃራይ ክምገብ እናገበረ ዝርከብ ትካል እዩ። ብተመሳሰሊ ንዝተፈላለዩ ዕጉማት መራሕቲ ስድራ ናይ ምግቢ እታወትን መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናንን ከምኡ እዉን ካልኦት ናይ ሕርሻ እታወታትን እናባፅሐ ዝፀንሐን ዘሎን ትካል እዩ። በዚ መሰረት ድማ ትካልና ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ መሰረት

1. ናይ ምግቢ ተንከፍ (Food Items) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

➢ በቲ ዘርፊ ሕጋዉያን መቐረብቲ ዝኾንኩም ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/10/2018 ኣ/ፈ ክሳብ ዕለት 19/10/ 2026 ኣ/ፈ ስዓት 8:30 ድሕሪ ስዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጥቓ ዓይኒ ሕክምና ቢሮ ቁፅሪ 12 ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ክትወስዱ ትኸእሉ ምዃንኩም።

➢ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19 /10/ 2026 ኣ/ፈ ስዓት 8:30 (local time) ንዳሓር ዝመፅእ ነጋዳይ ዘይነተኣናግድ ምዃና ንሕብር

➢ ዝተኣከበ ፕሮፎርማ ዕለት 20/10/ 2026 ኣ/ፈ ስዓት 9:00 (ocal time) ኣብ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ይኸፈት ::

መብርሂ፤ ኣብ ጨረታ ክሳተፍ ዝኽእል ሓዱሽ ቅብሊት ካብ ብርሃንና ሰላም ማተምያ ዘሐተመ ወይ ካሽ ረጅስተር መሽን ዘለዎ ጥራሕ ምዃኑ ነፍልጥ::

Mekelle, Tigray, Ethiopia P.O. Box 69 Tel 0344 41-84-42 | Email dccoordinator@ethionet.et