⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
• ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነትን ከምኡ እውን ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ (TIN) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
• ተጫረቲ ዋጋ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ወይ መማረፂ ከየቐመጡ፡ ብመሰረት ዝተሓተተ ስፔሲፊኬሽን መሊኦም ናይ ትካሎም ማህተም ክገብሩሉ ኣለዎም።
• ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/1/2019 ክሳብ 13/1/2009 ዓ.ም ሰዓት 11፡30 ዝውሰድ ኮይኑ፡ ብዕለት 14/1/2010 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት።
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 6
ንኣጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብምልዛፍ) ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ ፡ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ አትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩም።
• ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም
• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ IN መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።
• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ ኣለዎ።
• መቕረብቲ ካብ ዕለት 11/1/2019 ክሳብ 13/1/2009ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ
ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።
• ፕሮፎርማ ዝኸፈተለ ዕለት 14/1/2010ዓ/ም ሰዓት 430 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኸፈት። እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን "
ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ ኣለዎም ። ኣብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን
• አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
- ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
- ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኸቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::
ኣድራሻና ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ " ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 አብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል።