ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዓብይ ዓዲ ን2019 በጀት ዓመት ዝውዕላ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018/2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ፣ 'ቲን (TIN)፣ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ምስክር ወረቐትን ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ከቕርቡ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 5,000 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ክትሕ ዝክኣል ከቕርቡ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 2,000.00 ብምዕዳግ ካብ ዕለት 12/2018 ዓ/ም ክሳብ 08/01/2019 ዓ/ም ምውሳድ ዝክኣል ኮይኑ፣ ጨረታ ብዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 3፡21 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት ይከፈት።
* ኣሸናፊ ዝኾነ ተጫራታይ መልእኽቲ ካብ ዝበፅሖ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕል ብምእሳር ኣብ ውሽጢ 5 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ንብረት ከቕርብ ኣለዎ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2019. ዓ/ም በጀት ዓመት ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ስለዚ ክትጫረቱ - እትደልዩ ናይ2018/2010 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዝተሃደሰ 'ቲን መፍለይ ቀፅፊ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ምዃንኩም መረዳእታ መለለይ ካርድን ዘለኩም፤ ናይ መቕረባይነት ወረቐት ዘለኩም ክትወዳደሩ ስለ እትኽእሉ ናብ ትካልና ቤትፅሕፈትና ብምምፃእ ዝርዝር ናይቲ ኣቑሑት ዝሓዘ ሰነድ ብር 2000.00/ ክልተ ሽሕ ዘይምለስ ብምኽን ካብ ዓዓዲ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምቕራብ ካብ ዕለት 12/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/01/2019ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ውሽጢ ሰነድ እና መፃእኹም ክትወስዱ ትዕድጉ ከም እትኽእሉ እናገለፅና ተራታይ እዞም ቀፂሎም ዘለው ነጥቢታት ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ከማልእ ይግባእ ፡፡

ግልጋሎት መስተ ማይ

1. ናይ 2018/2010 ዓም ዘመን ግብሪ ዝኸፈለሉ (ዘሃደሶ) ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ

2. ዝተመዝገበሉ መለለይ ካርዲ ኸ ፎቶ ኮፒ

3. ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ - ሶት ምስክር ምቅራብ ወረቐት ዘለዎን ዝከፍልን ፎቶ ኮፒ

4. ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ኮፒ ናይ 2018 ዝተሓደሰ ከቕርብ ኣለዎ

5. ናይቲ ጨረታ መበሪ ናይ ሞተር ሳይክት 5000 ብር ( ሓሙሽተ ሽሕ ብር ) ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ CP ክትሕ ዝኽእል

6. ቫት ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

7. ሰሓምለ ዴክሳሽን ዝኸፈለሉ መረዳእታ ዕሕፍ ኣብ ዝወዳደረሉ ፖስታ ዓሽጉ ከቕርብ -ኣለዎ።

8. ተጫረቲ ምስክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ : ሰነድ ጨረታ ካብ ዓዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ / ብምውሳድ ብክልተ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ

ናብቲ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳለን የእቱ፤

9. እቲ ዝተዳለወ ሳዕን ክሳብ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 320 ናይ ቅድሚ ሰዓት ክፍቲ ኮይኑ፣ ይህንሕ

10. እቲ ዝተዳለወ ሳዕን ዕለት 08/01/2010 ዓ/ም ሰዓት 3፡21 - ናይ ቅድሚ ሰዓት ይዕሽግ፡፡

11. ጨረታ ዝኸፈተሉ ቦታ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከይዲ ስራሕ ምሕደራ ሃፍቲ ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ 08./01/2019 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ሰዓት

ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸበሉ እውን እቲ ጨረታ ፖስታ ይኽፈት ።

12. ተራታይ እቲ ጨረታ ኣሽንፍካ - ተባሂሉ ካብ ዝተገለሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕል ብምእሳር ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ተከታተልቲ ስራሕ መዓልቲታት ንብረት የቕርብ።

13. ብኣሸናፍነት ተመዝጊቡ ብእዋኑ ንዘይኣቕሪበ ኣቑሑት በቲ ናይ ጨረታ ደንቢ ምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 3/2009 ዝእዝዞ መሰረት ኣብ መዓልቲ 1 ብር እናተቐፀዐ እቲ ንብረት ይቕርብ ፡፡

14. ዝኾነ ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዋጋ ኣብቲ ዝወሰዶ ዝተዳለወ ባዶ ጨረታ ሰነድ ብትክክል ኣቐሚጡ ክወዳደር ኣለዎ ካብኡ ወፃኢ ብካሊእ ፡ ሰነድ ዘቕርብ እቲ ቤት ፅሕፈት

ኣይቕበሎን ውድቂ ይኸውን፡፡

15.ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃእን ኣብቲ ቅጥዒ መብርሂ ኣብ ዝብል ምምላእን ኣይፍቀድን

16. ኣብ ዘቕርቦ ናይ ጨረታ ሰነድ ሽሙ ፤ ፌርኡን ኣድራሽኡን ፡ ማህተም ናይቲ መቕረባይ (ድርጀት) ብትክክል ዘየቐመጠ ንምንባብ ኣፀጋሚ ዝኾነ ፊደል ወይ ኣሃዝ

ዘቐመጠ ብቀጥታ ካብቲ ጨረታ ይሰረዝ፡፡

17. እቲ ቤት ዕሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ኣድራሻ 0914241851

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓብይ ዓዲ