መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2019 ዝውዕል ናይ ኦክስጅን ጋዝ ንምግዛእ ዝተሓደሰ ናይ ዓውዱ ንግዲ ፍቓድን ናይ ቲን (TIN) መረዳእታን ዘለዎም መቕረብቲ ይዕድም።
* ሰነድ ጨረታ ብ100 ብር ብምግዛእ፣ ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና (CPO) ብር 5,000.00 ኣብ ውሽጢ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣሕሊፍካ ምቕራብ የድሊ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 23/12/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 15 መዓልትታት ዝሽየጥ ኮይኑ፣ ጨረታ ብዕለት 6/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ይኸፈት።
* ዝሰዓረ ተጫራቲ ውፅኢት ጨረታ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልታት ውዕል ናይ ምእሳር ግዴታ ኣለዎ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲትን በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ ንዘማልኡ መቕረብቲ ይዕድም ። ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TI/ ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ።

1. ናይ ኦክስጅን ንጋዝን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን

2. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

3. ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO 5000 ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ

4. ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00/ሓደ ሚኢቲ ብር እዩ

5. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 23/12/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 15 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 53 እንዳገዛእኹም ምውሳድ ይከኣል

6. እዚ ጨረታ ዕለት 6/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኸፈት

7. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኸእል

8. መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ነዚ ረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ 9.ዝሰዓረ ተራቲ ኣብ 3ተ መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕል ክኣስር : ይግባእ

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ዝርዝር ግሊፂ ጨረታ ኦክስጅን ጋዝ

ተ/ቁዝርዝር ዓይነትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
01ኦክስጅን ጋዝ ሜትር ኪፒ/M3M/3/01 ሜትርኪፒ/M3/

ተጫራቲ

ሽም...

ፊርማ-

ዕለት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0946793588 0930325239

ናይ ትካሎም ክቢ ማህተም