⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ከምኡ እውን ናይ ትካል ማህተምን ፈርማን ዘለዎ ህፁፅ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ይግበኦም።
* እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 27/12/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 28/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ ይክፈት።
* ሰዓራይ ዝኾነ ኣቕራቢ ፅሬቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ብእዋኑ ከቕርብ ዘለዎ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401595 ምድዋል ይክኣል።
ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብያተ ፅሕፈት ንሴክተራት ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀለም ምምላእ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ዝኡ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ
ጨረታ ከዋዳደር ይክእል ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | ብዝሒ | ናይ ሓደ ብር | ጠቅላላ ብር | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቀለም ምምላእ | ናይኩሉ ዓይነት ተለም ንምምላእ | ቁፅሪ | 1 |
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ | ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/12/2018 ዓ/ም ክሰብ ዕለት 27/12/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት28/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከከሰሜን ይከውን።
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዉዕሊ ከኣሰር ዝክእልን ፅሬቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ቀለም ምምላእ ከቅርብ ዝክኣልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብከፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ዕራቱ ዝሓለወ ዘየረከበ - መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ "
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ - ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ።
ክንዲ ቤት ፅሕፈትት ፋይናንስን
ሽም .
ፊርማ ------
ዕለት
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ዕለት-