⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
• ተወዳደርቲ ብቤት ፅሕፈት ብዝተወሃበ ቅጥዒ መሰረት ዋጋ መሊኦም፣ ፊርማን ማሕተምን ብምዕራፍ ብዝተሸገገ ፖስታ ከቕርቡ ዝገብሩ ኮይኖም፣ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዋጋ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገብር።
• ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ መቐበሊ ካብ ዕለት 22/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 25/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 እንተኾን፣ በቲ ዕለት (25/12/2018 ዓ/ም) ሰዓት 10:30 ይኽፈት።
• ሰነድ ዝረከበሉን ዝቐርበሉን ኣድራሻ፡ ኣብ ጎኒ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ዝርከብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ፣ 3ይ ፎቕ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ዕደጋን እዩ።
ምልክታ ፕሮፎርማ
ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ሰርቪስ ግልጋሎት ትውዕል ሚኒባስ መኪና - በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዝካረ ስለዝደለየ በቲ ዘርፈ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን ( Pumber) ን ምስ በደምለስ ፎቶ ኮር ምስቲ ፕሮፎርማ በፖስታ ተሸን ከቕርቡ ኣለዎም።
2. ተወዳደርቲ መሲኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊን ጢቢ ማሕተምን ከዕርፍቶ ኣለዎም።
3. ተወዳደርቲ እትፈትሉ መምለሒ ዋጋ ብቢሮና ብዝተዋሃበኩም ቅጥዒ መሊእኹም ክቕርቡ
4. ተወዳደርቲ ዝመልእ ገሮም ካብ ስስት 22/12/21/ም ክሳብ ዕለት 25/12/2018 ሰዓት 10:00ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይክእሉ።
5. እዚ ግርማ ዕለት 25/12/2018ዓ/ም ሰዓት 10:30 አብ ቤት ጥጃ ከተማ መቐለ ዕዴን ፋይናንስን ይኽፈት።
6. እብ ዝመልእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀባልነት የብሉን
7. ተወዳደርቲ መጺኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 5/2016 መሰረት ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
8. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት3ይፎት እዩ
9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ።
ምስ ሰላምታ/