⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
• ትካልና ኣብ ግልጋሎት ዘይዋዓለ ምንፃፍ ብግልצי ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
• ተጫረቲ መታወቂያ፣ ንነጋዶ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን ናይ ቲን (TIN) ሰርቲፍኬትን ከቕርቡ ይግባእ።
• ናይ ምዝገባን ሰነድ ምቕራብን ዕለት ካብ 14/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/12/2018 ዓ/ም ኮይኑ፣ ጨረታ ኣብ 20/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ይኸፈት።
• መመዝገቢ ቦታ ደስታ ሆቴልን ቱሪዝምን (መቐለ) እንተኾይኑ፣ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0711130008 ምሕታት ይከኣል።

ምልክታ
ትካልና እዞም ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ኣብ ግልጋሎት ዘይዋዓለ ምንፃፍ ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት ዘለኩም ክትረቱ ይዕድም።
| ተ.ቁ | ዓይነት ኣቐሓ | መለክዒ | በዝሒ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ምንፃፍ | ብካሬ | ዝልካዕ |
ሓበሬታ
• ተጫረቲ ዘድልዩ መረዳእታት:- መታወቂያ፣ነጋዳይ እንተኾይኑ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ሰርቲፍኬት ወዘተ ከቕርብ ይግባእ፣
• ተጫረቲ ዝምዝገበሉ (ሰነድ ዘቕርቡሉ) ዕለት ካብ 14/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/12/2018 ዓ/ም
• ጨረታ ዝኸፈተሉ ጊዜ 20/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ይፍፀም።
• መመዝገቢ ቦታ:- ደስታ ሆቴልን ቱሪዝምን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ-መቐለ
• ትካል እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይከኣ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
• ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ - 0711130008 ምሕታት ይከኣል እዩ።