መሶቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ንትካል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሲሲቲቪ ካሜራ ኣክሰሰሪ ኣይሲቲ ሰርቪስ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይ 2017/2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ናይ VAT/TOT መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን ብተመሳሳሊ ዘፈር ዝተዋፈሩን ክሆኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝኸኣል ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ ውሕስና (CPO) ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ውሕስና ከትሕዙ ኣለዎም።
* ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ 1/9/2026 ፈረንጂ ሰዓት 3:45 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፣ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ይኽፈት።

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንትካል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣይሲቲ ሰርቪስ ኦፍ ሲሲቲቪ ካሜራ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቲኦቲ ዝኮንሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘፈር ዝተዋፈሩ ክኮኑ ይግባእ

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ብስፒኦ ዉሕስና ባንኪ ኣብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዝ አለዎ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ኣብ ክፍሊ ሒሳብ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ቢሮ ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ፋይንሻል ክልተ ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕን ክሳብ 1/9/2026 አቆፃፅራ ፈረንጂ ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከእትዉ ዝክእል

6 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት 1/9/2026 ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶን ኣብ ዝተረክብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

7 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ወላ ብኣካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914726790