የትግራይ ህዝብ ብዙሃን መገናኛ ድርጅት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
• ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንኔክ ማይክ ዝውዕል ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
• ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ.ም መቕረባይነት፣ ናይ ንግዲ ፈቓድ፣ ከምኡ’ውን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN) ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
• ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 12/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 11፡30 ምውሳድ ይክኣል።
• እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 13/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
• ተጫረቲ ዋጋ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ብዘይ ስርዝ ድልዝ መሊኦም ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ከቕርቡ ይግባእ።

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 02-

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኔክ ማይክ ባትሪ ብምልጣን ዝምታን ዝመፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩም።

• ናይ 2010ዓ/ም ዝተሓደሰ ንዓዲ ፈቃድ ለከም"

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ በ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር Specification መሊኡ ክቅርብ አለዎ።

• መቕረብቲ ካብ ዕለት 8/12/2018 ክሳብ 12/12/2018 ዓም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።

• ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 13/12/2010ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉላ ይኽፈት። ኣዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን "

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ኣብቲ ኤጀንስና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ ኣለዎም ። እብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን

• እብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::

ኣድራሻና፥ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ኣብ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ።።

ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል።