ከፍተኛ ፍርድ ቤት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተጫረቲ ናይ 2018/2019 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ንግዲ፣ ወረቐት መቕረባይነት፣ ደረጃ ብቕዓት ገራጅ፣ ቲን (TIN) ከምኡ እውን ናይ ወርሒ ሰነ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) መረዳእታ ከቕርቡ ዘለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ብ300 ብር ክፍሊት ካብ 06/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 20/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ብሎክ 6 ቢሮ ቁፅሪ 44 ምውሳድ ዝኸኣል ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ መክበሪ 15,000 ብር ብCPO፣ ብባንኪ ዋሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ይግባእ።
* ጨረታ ብ21/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ መዓልቲ ሰዓት 4:00 ዝኽፈት እንትሆን፣ ናይ ፈለማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 40 መዓልቲ እዩ።
* ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራይ ናይ ውዕል መክበሪ 100,000 ብር ብምስራሕ ክሳብ 30/10/2019 ዓ.ም ውዕል ኣሲሩ ናይ ፅገና ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ክሆን ኣለዎ።

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናየ 2018 ዓምን 2019 ዓም በጅት ዓመት ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ናይ 2018ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክአሉ

3 ደረጃ ብቅዓት ገራጅን ናይ ግብሪ ከፈላይ ቲን ናምበርን ግልፂ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4ተወሳኪ እሴት ታክስን ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ናይ ወርሒ ሰነ 2018 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ኣሐዲሶም ብዝንብብን ግልፂ ዝኮነን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ 15000 መክብሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ይግባእ

5 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነድ 300 ብምክፋል ካብ 6/12/2018 ዓም ክሳብ 20/12/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ካብ ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ብሎክ ሽድሽተ ቢሮ ቁፅሪ 44 ምዉሳድ ይክእሉ

6 ጨረታ ብክልተ ፖስታ ዝቀርብ ኮይኑ ኣብቲ ጨረታ መክፈቲ ሰነስርዓት ቴክኒክ ዘሐዘ ቦታ ዝክፈት ይከዉን

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ መዓልቲ ዝቁፀር እንትከዉን እዚ ማለት ካብ 6/12/2018 ዓም ክሳብ 20/12/2018 ዓም ን15 ተከታተልቲ መዓልቲ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 21/12/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 21/12/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ ጨረታ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ዝቁፀር 40 ተከታታሊ መዓልቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባአ

8 ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኖም ካብ ዝተገለፀሎም ድሕሪ ሰለሰተ መዓለቲ ጥርዓን ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ መከበሪ ዉዕሊ 100000 ብስፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ብምትሕሓዝ ክሳብ ሰነ 30/10/2019 ዉዕሊ ብምእሳር ግልጋሎት ፅገና ኣብ ሓፂር ግዜ ክህብ ዝክእል

9 ኣብቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንተሃሊዎ እዉን ኣብ ምፅራይ ዉድቂ ይግበር

10 እቲ ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420