⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ (TIN)፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ናይ መንነት መታወቂያን ከቕርቡ ይግባእ።
* መወዳደሪ ሰነድ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 05/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 07/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ሰዓት ምቕራብ ይቻኣል።
* እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 317 ይኸፈት።
* ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714 / 0914768850 / 0914015536 ምሕታት ይክኣል፡፡
ዕለት 05/12/2010 ዓም
ፕሮፎርማ ቑፅሪ 5 /2018
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነቦላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝሰኣ ነጋዳይ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ክፈላይ ከዕሪ/ 18/ ዘለዎ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ክቕርብ ዝክእል።
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቀዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ናይ መንነት መታውቕያ ኮፒ ብሙሴእ ክትገብሩዎ ነመልከት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለዕና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ሓዚ ትርከበሉ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 05 /12/2018 ዓ/ም ክሳብ 07 /12/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 07/12/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት፡፡
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ።
➢ እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰሪይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረቃ ፕሮፎርማ ብፋል ይኹን ብሙልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
➢ : ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ቅርቡ ውዕሊ ክኣስር ዝኸአል
፦ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደሮ ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክዳደር ኣይኽእልን።
➢ ኣብ ቢሆኖ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዘለዉና ዝተፈላላ ናይ ስራሕቲ ናብ ቢሮ መፂኡ ትርጉም ክት፡ስዱን ክትመጺኡን ዝኽእዾ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714/0914768850/0914015536 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ምልከታ ፓርማ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
ፕሮፎርማ ንብረት ናይ ፔጆ መኪና መለዋወጢን ዘይቲን ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልአም መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት ናይ ፔጆ መኪኖ | እስፐስፊኬሽን | መለክ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ ብር | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ቴሌቪዝን 55 ኢንች ሚዊ | ስፐስፊኬሽን | ብቑፅሪ | 01 | ||||
| 2 | Camera 9h NVR hard Disk | ስፐስፊኬሽን | ብቑፅሪ | 02 | ||||
ሽም፡ ፌርማ፡-
ዕለት፡
ስልኪ ቑፅሪ