ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 27/2018 ዓም

ቑፅሪ ትፋ T-4/01

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/መንግስታዊ ዕደጋ ንብረት ምም/ርን ንዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ካብ ሰቆጣ በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት አዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽአሌላ

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2018 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም።

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ተፅሪTU ዘለኩም፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣ 5.3% withsoldig tax ክኸፍል ዝኽእል

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 30/11/2018 ዓ.ም ክሳብ 02/12/2018 ዓም ሰዓት 10 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 04/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት፡፡

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብሰብ ሙያ ኣይስቲ ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን።

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብመፅእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝዞንሓሉ እዋን እቲ ጨረቃ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 9|477563 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

ንታ.ቁ 4-020211 ት/ግ Model ቢሸፍቱ ባስ

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1D-Link Hub port 24ኦርጂናል 1 ደረጃብቁፅሪ02

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ሽም፡

ፌርማ

ዕለት

ስልኪ ቑዕሪ

ዕደጋ ፈፃሚ ኣካ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን