በትግራይ ክልል ጊዜያዊ አስተዳደር የዉሃና ኢነርጂ ቢሮ

ፕሮፎርማ ምልክታ

ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዕና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣጻሩ ንሓደ ዓመት ውዕል ብምእሳር ከፀግን ስለ ዝደለየ በቲ በፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተቃናይ ኣቕሓ ዝርዝር(Description)መፍለይይ /specificalion/መለኪዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ፅገና ላፕቶብኩሉ ይነት ሞዴልብቁዕሪ01
2ፅገና ከምርጥ ሃርድዌ - ሶፍትኩሉ ይነት ሞዴልብቁዕሪ01
3ፅገና ፕሪንተርኩሉ ይነት ሞዴልቑፅሪ01
4ፅገና ፎቶ ኮፒኩሉ ይነት ሞዴልቑፅሪ01
5ፅገና ስካነርኩሉ ይነት ሞዴልቑፅሪ01
6ፅገና ፋክስኩሉ ይነት ሞዴልቑፅሪ01
7ፅገና ዩፒኤስኩሉ ይነት ሞዴልቑፅሪ01
8ፅገና ሰርቨርኩሉ ይነት ሞዴልቑፅሪ01
9ፅገና ዩፒኤስ ሰርቪየርከሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
10ፅገና ቴሌቭዥብከሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
11ፅገና ረሲቨርከሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
12ፅገና ድሽን ተከላንከሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
13ፅገና ሲዊች16-34 ፖርትቑፅሪ01
14ፅገና ሲስኮ ሲዊች48 ምርትቑፅሪ01
15ፅገና ኔት ወርክኩሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
16ፅገና ስቴፕ ላይ ዘርኩሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
17ፅገና ፍሪጅኵሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
18ፅገና ፕሎተርኩሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
19ፅገና ዲጄ ታል ካሜራኩሉ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01
20ፅገና ቪድዮ ትግራኩሎ ዓይነት ሞዴልቑፅሪ01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛታት

1. ተዳደርቲ ናይ 2018 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ያ10 Nu/ # መትረባይነት ሰርተፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ዓሽጎም ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሲኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ገቢ ማሕተም ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. እዚ ፕሮፎርማ ምልከታ ዝስዓረ ትካል ዓመታዊ ወዕለ ከእስር ዝኽእል

4. ተሰዳደርቲ አትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምም ቅጥዒ ወይም ብናይ ብዓልኹም መሊእኹም ከተቕርቡ ይግባእ።

4. ተወዳደርቲ ዝመፅእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/11/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 1/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡ሰዓራይ ዝኸውን ትካል ብድምር ብሎት ትሑት ዋጋ ዝመልአ ይኸው ፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳዕን ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 15 ዝርኸብ ይኸፈት''

6. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሙ እዩ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ዝሰዓረ ትካል ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ትኸእል፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0914032454/910709404 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡