ፕሮፎርማ ምልክታ
ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዕና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣጻሩ ንሓደ ዓመት ውዕል ብምእሳር ከፀግን ስለ ዝደለየ በቲ በፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ተቃ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር(Description) | መፍለይይ /specificalion/ | መለኪዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፅገና ላፕቶብ | ኩሉ ይነት ሞዴል | ብቁዕሪ | 01 | |||||
| 2 | ፅገና ከምርጥ ሃርድዌ - ሶፍት | ኩሉ ይነት ሞዴል | ብቁዕሪ | 01 | |||||
| 3 | ፅገና ፕሪንተር | ኩሉ ይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 4 | ፅገና ፎቶ ኮፒ | ኩሉ ይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 5 | ፅገና ስካነር | ኩሉ ይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 6 | ፅገና ፋክስ | ኩሉ ይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 7 | ፅገና ዩፒኤስ | ኩሉ ይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 8 | ፅገና ሰርቨር | ኩሉ ይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 9 | ፅገና ዩፒኤስ ሰርቪየር | ከሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 10 | ፅገና ቴሌቭዥብ | ከሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 11 | ፅገና ረሲቨር | ከሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 12 | ፅገና ድሽን ተከላን | ከሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 13 | ፅገና ሲዊች | 16-34 ፖርት | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 14 | ፅገና ሲስኮ ሲዊች | 48 ምርት | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 15 | ፅገና ኔት ወርክ | ኩሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 16 | ፅገና ስቴፕ ላይ ዘር | ኩሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 17 | ፅገና ፍሪጅ | ኵሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 18 | ፅገና ፕሎተር | ኩሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 19 | ፅገና ዲጄ ታል ካሜራ | ኩሉ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 | |||||
| 20 | ፅገና ቪድዮ ትግራ | ኩሎ ዓይነት ሞዴል | ቑፅሪ | 01 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛታት
1. ተዳደርቲ ናይ 2018 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ያ10 Nu/ # መትረባይነት ሰርተፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ዓሽጎም ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።
2. ተወዳደርቲ መሲኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ገቢ ማሕተም ከዕርፍሉ ኣለዎም።
3. እዚ ፕሮፎርማ ምልከታ ዝስዓረ ትካል ዓመታዊ ወዕለ ከእስር ዝኽእል
4. ተሰዳደርቲ አትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምም ቅጥዒ ወይም ብናይ ብዓልኹም መሊእኹም ከተቕርቡ ይግባእ።
4. ተወዳደርቲ ዝመፅእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/11/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 1/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡ሰዓራይ ዝኸውን ትካል ብድምር ብሎት ትሑት ዋጋ ዝመልአ ይኸው ፡
5. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳዕን ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 15 ዝርኸብ ይኸፈት''
6. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሙ እዩ፡፡
7. እዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ዝሰዓረ ትካል ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ትኸእል፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0914032454/910709404 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡