⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ማሕበር ማእኸል ዕዳጋ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መጋቢት 2007 ዓ.ም ክሳብ 30/10/2018 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሒሳብ ምንቅስቓስ ብደገ ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ይደሊ።
* ተጫረቲ ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ናይ ሞያ ብቕዓት መረጋገፂ፣ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ VATን TINን ዘለዎም ክሆኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ዶክመንት ዋጋ መሊእካ ካብ ዕለት 28/11/2018 ዓ.ም ክሳብ 02/12/2018 ዓ.ም ምቕራብ ይከኣል።
* ጨረታ ብዕለት 02/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

ምልክታ ጨረታ ስራሕቲ ኦዲት
ማሕበር ማእኸል ዕዳጋ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ወርሒ መጋቢት 2007 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2018 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቓስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብሮ ስለዝደለየ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተርን ኦዲት ትካላትን ብፕሮፎርማ ኣዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም።
ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሒ
1. ንማሕበርና ኦዲት ንምክያድ ዘኽእል ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎ
2. ናይ 2018 ዓም ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ንዝኾነ፤ መለለይ ግብሪ ከፋላይ/Tin No/ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታታት ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል።
3. እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28/11/18 እስካብ 02/12/2018 ዓም ተኸታታሊ መዓልቲ መወዳደሪ ጨረታ ዶክመንት ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይኽእል።
4. እቲ ረታ ዕለት 02/12/2018 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኽፈት።
5. እቲ ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ብተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914314201 ወይ 0914703765 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።
ምስ ሰላምታ