የትግራይ ልምዓት ማሕበር

ምልክታ ፕሮፎርማ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ብግልፂ ጨረታ አዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡

ረቛሒታት - እተማልእን

1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንዓዲ ፍቓድ፤

2. መለለይ ንግዲ ፍቓድ (In Number) ምስ ንዓዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ ብምውድዳር በፕሮፎርማ

3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርብ ዝኽእሉ

4. ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስርሕ ጥራሕ (CPO) 60,000.00 ከቕርቡ ዝኽእ

5. ካብ እስፕሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣

6. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስተብሃለ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕለ መዓዝያ ዝቕርብ ሰእል።

7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቲ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ። ብንወር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልእ ተሓሳሲ ይግበር።

8. ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፣

9. ማልት እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

10. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/12/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተባዕ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማለት ቢሮ ፅሪ 410 ይኽፈት።

ማ ሕ በ ር ል ም ዓ ት ት ግ ራ ይ!