የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ስፔር ፓርት( ናይ መኪና ንብረት) ክትዕድግ ሰለዝደለየት:: ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሚኢቲ ቅርሺ)፡፡

4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 17/11/2018 ዓ/ም -24/11/2018 ዓ/ም ይከውን:: 6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 24/11/2018ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ፡፡

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

9 VAT ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::

10 ናይ ጠቅላላ ዋጋ ድምር ይቅመጥ ፣ ኣፍቲ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን::