የትግራይ ክልል አስተዳደር ፀጥታ ቢሮ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ//ግ/ጨ/ቁ 001/2019

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2019 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ናይ ወፃኢ ጥረ ስርናይን ዓተር ክክዕን (ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዝኾነ ልዕል ኢሎም ኣብዝተጠቐሱ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም።

ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር=400.00 (ኣርባዕተ ሚኢቲ ብር ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ፃውዒት ጨረታ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 14/11/2018ዓ.ም- 24/11/2018 ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገለፅ። እዚ ጨረታ ሓምለ 24/2018 ዓ.ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

‹‹ምስ ሰላምታ››

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሲ/ፀጥታን

• ንተወሳኺ ሓበሬታ

0344-408912 0914008595

➤ 0920426802