ዓይነት ስራሕ ሶላር ቴክኖሎጂ ተከላን ሲሰተምን ኢነርጅን ምስራሕን በዝሒ ናይ ክልተ ሓባር ዒላ ዝስረሐሉ ጣብያ ገጠር ሰመማ ዝረከቡሉ ቁሸት ዓባቆ ፍሉይ ቦታ ሰግዶ በዝሒ ክልተ ዘድሊ መዓልቲ 20 ፍልፍል በጀት ዩንዲፒ
1 ክትወዳደሩ ብኤሌክትሪካል መሳርሒ ኣቅሑት ሶላር ቴክኖሎጂ ተከላን ፅገናን ሲስተም ኢነርጂ ዘፈር ተንከፈ ስራሕ ዝተዋፈሩ ቴክኒካል መዓቀኒ ኣብ ሕለፍ ዓመታት ሶላር ቴክኖሎጂ ተከላ ፅገናን ስራሕቲ ሰሪሑ ልዕል ሐደ ሚልዩን ብር ሰረሑ ዘረከበ ምካኑ መረዳእታ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል
2 ኣብ ሕሉፍ ዓመታት ብሶላር ቴክኖሎጂ ተከላን ፅገነን ስራሕቲ ሰሪሑ ናይ ሐደ ዓመት ስራሕ ልምድን ከምእዉን ናይ መወዳእታ ክፍሊት ዝተአዘዘሉ ማለት ፐይመንት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ብናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ቀረብ ሶላር ሲሰትም ተከላን ፅገናን ናይ 2108 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ብናይ ኤሌክትሪካል ኣቅሑት ቀረብ ዘፈር ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል
4 ቫት ተመዝገብቲ ዝከንኩም ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ወርሒ ጉንበት ወይ ሰነ 2018 ዓም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል
6 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ወይድም ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
7 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል ወይ ኣብ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
8 ጨረታ መከበሪ ብር 15000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
9 ንኩሎም ፍቃዳት ቅዳሕ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
10 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ብጠቅላላ ክልተ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
11 ተወዳዳራይ ቴክኒካል መዓቀኒታት ልዕሊ 70 ሚእታዊ ዝርከበ ናብ ፋይናንሻል ወድድር ይሓልፍ ኣብ ፋይናሽል ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን
12 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ኣብ ነብሰወከፍ ነፀላ ስራሕ በጀት መሰረት ዝገበረ ክሳብ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ከምዘለዎ ክፍለጥ ይግባእ
13 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ድማ ናይ ባዕል ዋና ፊርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ ተዘየኮይኑ ካብ ጨረታ ይሰረዝ
14 ተጫረቲ ኣብ ተቅርብዎ መወዳደሪ ሰነድ ሽምን ኣድራሽ ከተማን ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ
15 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 17 ካብ 8/11/2018 ዓም ክሳብ 22/11/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትወስዱ ከምትክእሉ ንዕድም
16 ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ 23/11/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ምከፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
17 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307