የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር

ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አፀዱዲራ : ትካረይ : ስለዝደለየት ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝከአል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተነፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

6. ዝወፀ ስፔሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወኀበ ዕለት 03/11/2018 ዓ/ም - 14/11/2018 ዓም ይኸውን::

8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 14/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሽጉ ሰዓት 4:30 ይኸፈት

9. ተጫረቲ ንዘስነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

10 ተጫራታይ ብሳምየለ መሰረት ተዘይሰሪሕዎ ኣስተኻኺሉ ሰፊሑ ከረክብ ከምዘለዎ 11 እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመዝኩም ምውሳድ

ትክእሉ::