⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝ/ው/ማ ዝፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ታይራትን ውሽጢ ታይራትን (Tyres & Inner tubes) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት፣ TIN ቑፅርን ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማረት ሓዱሽ ህንፃ 5ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ብምውሳድ ምወዳደር ዝኸኣል ኮይኑ፣ እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 23/10/2018 ዓ/ም እስከ 25/10/2018 ዓ/ም እዩ።
* ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ዝግቦኦ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0948466283 ወይ 0914753135 ምደወል ይከኣል።

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ
ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ተከዘ ኳዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝ/ው/ማ ማረት ሓዱሽ ህንፃ 5ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እናመፃኹም ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ
4. ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ብዝርዝር ክቕመጥ ኣለዎ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።
6 . ቫት ኣለዎን የብሉን ተባሂሉ ክቕመጥ ኣለዎ
7. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ 23/10/2018 ዓ/ም - 25/10/2018 ዓ/ም ይኸውን
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0948466283 ወይ 0914753135 ምርካብ ይከአል
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | |||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | Tyre Tubeless Triangle | 245/70R16 | pcs | 05 | |||||
| 2 | Inner Tube | 7.50R16 | Pcs | 10 | |||||
| 3 | Addis Tyre With inner tube and flap | 7.5R16 | pcs | 06 | |||||