ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤::

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረትስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብረሂ
1ፕሪንተር ቀለም85A ኦርጅናል9
2ፕሪንተር ቀለም151 A ኦርጅናል5
3ፕሪንተር ቀለም05 A ኦርጅናል10
4ፕሪንተር ቀለም107 A ኦርጅናል5
5ፎቶኮፒ ቀለምC-EXV 422

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 23/10/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 25/10/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት3፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::