ፍር ስዋኣት የንግድ ስራዎች ኋላ/የተወ/የግ/ማ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ትካልና ፍረ-ስወኣት ኢንዳስትሪ ሓላ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ቀሪቡ ብዘሎ ዝርዝር ፕሮፎርማ መሰረት ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ሕጋዊ ፍቐድ ንዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ደረጃ ሀ ናይ ኦዲት ፍቓድ ዘለኩም ዉልቀ-ሰባት ኮንኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም::


ተ.ቑዝርዝር ፋይላት /box files/መዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1CPVBox file06
2SVBox file01
3CSI and CPSBox file02
ሓፈሻዊ ድምር

❖ ክማልኡ ዝግብኦም ሮቌሒታት፦

1. ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ደረጃ "ሀ" ናይ ኦዲት ፍቓድ ዘለዎ::

2. ኣብ ዝሓፀረ እዋን ኦዲት ገይሩ ከረክብ ዝኽእል::

3. ኣብ ማኒፋክቸሪንግ ኦዲት ናይ ምግባር ተመክሮ ዘለዎ::

4. ብናይ ባዕሉ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ መሊኡ ከቅርብ ዝኽእል::

5. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ካብ ዕለት 22/10/2018 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 30/10/2018 ዓ.ም

ኣድራሻና ከተማ መቐለ ዓይደር ክባቢያዊ ምምሕዳር ጥቓ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ዘሎ መዐደሊ ነዳዲ ንዉሽጢ እትዉ ኢልካ ይርከብ ስልኪ-0914727888