⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
• ጨረታ ካብ ዕለት 10 ሰነ 2018 ዓ.ም ክሳብ 24/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ፡ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት።
• ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ (CPO) 66,000 ቅርሺ ከምኡ እውን ናይ ሰነድ መግዝኢ 200 ቅርሺ ክኸፈል ይግበኦ።
• ዝሽየጡ ንብረታት ኣብ ዘለውዎ ቦታ ብኣካል ምርኣይ ዝከኣል ኮይኑ፡ ሰዓራይ ድሕሪ ናይ ጥርዓን መዓልታት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ክፍሊት ፈፂሙ ንብረቱ የልዕል።
• ማእከልና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0914119971 / 0914725098)።

1 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ተከታታሊ መዓለቲ ካብ ዕለት 10 ሰነ 2018 ዓም ክሳብ 24/10/2018 ዓም ሰዓተ 3:30 ሳነዱቅ ጨረታ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት
2 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ብሽም ማእከልና ከትሕዝ ዝክእል
3 መትሓዚ ስፒኦ 66000 ቅርሺ ክትሕዝ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 200 ቅርሺ ጥራሕ
5 ሰነደ ጨረታ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
6 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ድሕሪ ናይ ጥርዓን ሰለሰተ መዓለቲ ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ንዝሰዓሮ ንበረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ገይሩ ንብረት ይወስድ
8 ሰዓራይ ዝፈለ በብዓይነቱ ዝላዓለ ዋጋ ዝመለአ ኮይኑ ጠቅላላ ዋጋ ብምዉሳድ ይከዉን
9 ተጫረቲ እቲ ዝሽየጥ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ
10 እቶም ዝሽየጡ ንብረታት ኣብ ዘለዎ ቦታታት ብኣካል ከይዲካ ምርኣይ ይከኣል
ንተወሳኪ 0914119971 0914725098