የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ CRC ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ መስርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወኀፀሉ ዕለት 16/10/2018 ዓ/ም -19/10/2018 ዓ/ም ይኸውን::

8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት

9. ተጫረቲ ንዘሽነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር

10. ተጫራታይ ብሳምፕል መሰረት ተዘይሰሪሕዎ አስተኻኺለ ሰሪሑ ከረክብ ከምዘለዎ

11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ