⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንCRC ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባኒ መስርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN) ከምኡ እውን ናይ ቫት (VAT) ሰርተፊኬት ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 15 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ካብ 16/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኸፈት።
* ዝቐርብ ንብረት ብዝወፀ ስፔሲፊኬሽንን ሳምፕልን መሰረት ፅርየቱ ዝሓለወ ክኸውን ዘለዎ ኮይኑ፣ ተዓዋቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብቲ ቤት ፅሕፈት ከቕርብ ኣለዎ።

ምልክታ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ CRC ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ መስርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::
5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወኀፀሉ ዕለት 16/10/2018 ዓ/ም -19/10/2018 ዓ/ም ይኸውን::
8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት
9. ተጫረቲ ንዘሽነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር
10. ተጫራታይ ብሳምፕል መሰረት ተዘይሰሪሕዎ አስተኻኺለ ሰሪሑ ከረክብ ከምዘለዎ
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ