ቤት ህንፀት መቐለ አብ ግቡ ንዝርከብ ዝተፈላለየ ቑርፅራፅ ቆርቆሮን ዝተአከበ /ዝተኮመረ ዕንፀይትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
| ታ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ኪሎ ዋጋ/ናይ ጠቅላላ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ||||
| 1 | ዝተፈላለየ ቑርፅራፅ ቆርቆሮን ሓፂንን | ብኪሎ | |||
| 2 | ዝተአከበ/ዝተኮመረ ዕንፀይቲ | ብጅምላ | |||
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ ኣብ ሓፂን መፂን ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቓድን ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን ኮፒ ከቕርቡ ኮይኖም ኣብ ዕንፀይቲ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ግን ናይ መለለዪ መታወቅያ ኮፒ ከተሓሕዙ ኣለዎም
2/ ኣብ ሓፂን መፂን ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ስልዝ ድልዝ _ ዘይብሉ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ናይ ጨረታ ዋጋ መምልኢ _ ናይ ሓደ ኪሎ ዋጋ ብምምላእ ብፖስጣ ብምዕሻግ ከቕርቡ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ዕንፀይቲ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ድማ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ከቀሙጡ ኣለዎም
3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 09/10/2018ዓ/ም ክሳብ 14/10/2018ዓ/ም ሰዓት 3.00 ፀኒሑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3.30 ይኸፈት
4/ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 1000 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ
5/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስ ተነገሮ እቲ ዝሰዓሮ ቑርፅራፅ ቆርቆሮን ዝተአከበ ዕንፀይትን ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ከልዕል ዝክእል እንትኮን ካብቲ ዝተገለፀ መዓልቲ እንተዘይ አልዒሎም ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ እቲ ቢሮ ናይ ባዕሉ መማረፂ ይወስድ
6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 ወይ 0914120805 ምሕታት ይከኣል።
መቐለ ቤት ህንፀት