የስውሓ ሳዕሲዕ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ፅፈት ቤት

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ/Shoping/

ኣብ ዋኒኑ ከም ዝተገለፀ ወ/ሱ/ሳዕሲዕ ል/እ/ን/ምም/ር/ፋ/ን ቤት ፅሕፈት ንግልጋሎት ጥዕና ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል ኮንስትራክሽን ን ህንፃ መሳርሒን ካብ ዋሽ በጀት ብ ፕሮፎርማ /Shopping/ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ከም ዝስዕብ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 ክሳብ 19 ተዘርዚሮም ዘለዉ መዐቀኒታት ከተማልኡ እትክእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ነዚ ፕሮፎርማ/Sping/ንኽትመልኡልና ንሓትት።

1. ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፡

2. ተጫረቲ ናይ ባዕሉ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ኣለዎ፡

3. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ ከይኖም ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ 3ተ ወርሒ ተኸታተሊ ወይ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ዘሎ ወርሒ ቫት ዲክላራሽን ከቅርብ ዝኸእል :

4. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝከውን ብ cp ወይ ብጥረ ገንዘብ ብር 15000 ከተትሽዙ አትክእሉ፡

5. ተጫረቲ ውዕሊ እሰር ካብ ዝንገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ማልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ምካኑን ድሕሪ ውዕሊ ምእሳሩ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝኸእልን ፣

6. ተጫረቲ ንበክበሪ ውዕሊ 10% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ክትሕዝ ዝክእል፣

7. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርስ ድልዝ እንተሃልይዎ ፌርማ ናይ በዓል ዋና ክህልዎ ይግባእ፡

8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መፅዓኒ ፣ መራገፍን መጎዓዐዝን ኣብ ግምት ዘእተወ ክከውን ኣለዎ፡

9. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ዶክመንት ሽሞም ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ።

10. ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡእውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት፡

11. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር፡

12. እቲ ውድድር ITEM by ITEM መሸነፋይ ይከውን፣

13. ሰነድ ዝወሃበሱ ኣዋን ካብ 10 /10/ 2018 ዓ/ም 16/10/ 2016ዓ/ም ኣብ ወረዳ ሱ/ሳዕሲዕ ከይዲ ስራሕ

ዕን ምም/ርን ይከውን፣ ጨረታ ዝዕሸገለ መዓልቲ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓሸጉ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

14. ናይ ጨረታ መጠን ዋጋ ወይ መጠን ቁፅሪ 20% ስራ ሚእታዊ / ክውስክ ወይ ክትንስ ይክእል እዩ ፤

15. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕለው እዩ፣

16. ንብረት ዝራገፈሉ ወረዳ ሱ ሳዕሲዕ ኣብ ጣብያ ወልዋሎ ጥዕና ጣብያ፣

17. ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ፀገም እንተሃልይዎ እቲ ዝተረኸበ ፀገም ብዝርዝር ብፅሑፍ ናብ ከስዕን ምም/ርን ክቀርብ ኣለዎ፣

18. በዝሒ ዝርዝር ጨረታ ቴንዲኖ ቁፅሪ 8 በዝሒብቁፅሪ 200 ፣ ስሚንቶ ፒፒሲ በዝሒ 70 ብኩንታል - ጃህያ 0.2 M1 በዝሒ 1 ብሲኖ፣ሓሸዋ ቀዳማይ ደረጃ 1 በዝሒ ብሲኖ ፡ስልኪ ሽቦ ብኪሎ 25፡

19. ኣድራሻ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዞን 01 ኣብ ከባቢ በሪ ሃይ ስኩል ዕን ምም/ርን/903533573 ሓቲትኩም ምርካብ ትክእሉ፡