1እቲ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 26/9/2018 ዓም ሰ’ት 4:00 ክሳብ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00
2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:30
3 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ወረዳ አበርገለ የጭላ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንሰን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 28 እዩ
4 አብዚ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ድለየትን ኣፍልጦን ዘለዎም ዜጋታት ክፉት ምካኑ ንሕብር
5 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድግ ይክእል
6 ኣብዚ ጨረታ ንምስታፋ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ በባነኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ሰዓራይ ተረጋጊፁ ዉዕሊ ካብ ዝአሰር ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ከልዕል አለዎ
9 እዚ ጨረታ ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብመምርሒ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቁፅሪ 9/2010 ዝእዝዝዎ መሰረት ተፈፃሚ ይከዉን
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0963509643